About US

መግለጺ

ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ባሕረኛታት ኤርትራ ዝቆመ ኮይኑ ኣውራ ድማ ኣብ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንዝርከቡ ዝሓቆፈ እዩ። እዚ ማሕበር'ዚ ሓድሓድ ተመኩሮን ፍልጠትን ዝልዋወጥ ኣብ ምምዕባል ዓቅሚ ስብ ዝነጥፍ ነጻ ማሕበር እዩ።  

ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ራእዩ ዘለዎ ኣብ ምፍራይ ብቁዓት ባሕረኛታት ዝቃሳእ፡ ኣብ ዓለም ተወዳደርቲ ዝኾኑ ክኢላታት ባሕረኛታት ኣብ ምፍራይ ዝያዳ ዝጽዕር ማሕበር ከም ዝኾነ ክንሕብር እንከለና ሓጎስ ይስምዓና።

 

 

 

Facebook feeds

This message is only visible to admins.

Problem displaying Facebook posts.
Click to show error

Error: An access token is required to request this resource.
Type: OAuthException

caret-down caret-up caret-left caret-right