• ብምክፋት መትርብ ስወጽ ኣብ 18 ክፍለ ዘመን ቀይሕ ባሕሪ ስሩዕ ምንቅስቃስ መራኽብ ኣብ ማእክላይ ባሕሪ ተጀሚሩ፣ ናይ ጥልያን ሺፒን ላይን ሩባቲኖ ትባሃል ትካል ኣብ ወደበ ዓሰብ ብ1869 ቤት ጽሕፈት ተከፊቱ፣ • ባሕረኛታት ኤርትራ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ኤርትራ ብምምጽእ ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለዩ ባዕዳውያን መግዛእትታት ክሳብ ናጽነት ኤርትራ (1991) ክሰርሑ ጸኒሖም፣ • ድሕሪ 2ይ ኩናት ዓለም […]

Read More →